መሰል ደቂ ኣንሰትዮ መሰል ወዲ ሰብ ኢዩ – ማሕበር ምኽሪ I ሓበሬታ I ምውህሃድ

ንናይ ወጻኢ ዜጋታት ደቂ ኣንሰትዮን ስድራበተንን ምክሪ ዝወሃበሉ ማእከል

ንስኻትኩም፤

  • አብ ሽግር አለኹም
  • ዓመጽ ወሪድኩም ድዩ
  • መቐመጢ ወረቐት ዘሎዎ ይኹን ዘይብሉ
  • ምኽሪ ሓበረታ ወይ ደገፍ ምስ ትደልዩ

ሕቶታት ምስ ዝህሉ ብዛዕባ

  • ናይ መቐመጢ ወረቐት
  • ናይ ስራሕ ፍቓድ
  • ናይ ሓደር፤ ዕርክነት፤ ስድራቤት ዝምልከቱ ጉዳያት
  • ናይ ምንባይ ቆልዑ
  • መንበሪ ገዛ
  • ጥዕናን ጥንስን
  • ምኽንሻብ ደቂ አንስትዮ
  • ናይ መነባብሮ ሓገዝ
  • ኣብ ስራሕ ንዘጋጥም ሽግራት
  • ናይ አእምሮ ጸቕጢ፡ ጾታዊ ጸቕጢ
  • ምብሕታው
  • ኣብ ናይ ሞያን፡ ትምህረትን ዘጋጥሙ ሽግራት

ሓገዝ ብኸመይ ኣገባብ

  • ምኽርን ሓበሬታን ብቋንቋ አደ
  • ምስናይ ናብ ቤት ጽሕፈታት መንግስቲ/ሓካይምን/ ጠበቓታትን ወዘተ ፤
  • ብህጹጽ ክፍታሕ ዘለዎ ጉዳያት

ምኽሪ ብናጻ፤ ምስጢራውነት ዝተሓለወ፤ ኣድላዪ ምስ ዝኸውን ብዘይ መንነትካ ምግላጽ፡ ክካየድ ይካኣል

Rahiel Abraha
ሩት አብርሃ
ቴለፎን

+49 (0)69. 87 00 825 – 24
rahiel.abraha@fim-beratungszentrum.de

Information in various Languages